Source: US Embassy Asmara Eritrea FBሰማዕቲና ሰማዕቲ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣሎ ኣርእስታቱ ድማ እዚ ዝስዕብዩ ኣብ መቐለ ምስ ዕጡቓት ኤርትራ ብዝተፈጥረ ምስሕሓብ ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም። ኤርትራዊ ናጽነት ፕሬስ ብምጉዕጻጽ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ። ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ክልል ደቡብ ብዝተፈጸሙ መጥቃዕትታት ሰላማውያን ሰባት ከም ዝተቐትሉ፣ ከም ዝተሰደዱን ትካላት ከም ዝነደዱን ተገሊጹ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ብዝቐነየ ዓሌታዊ ግጭት ሕጹይ መረጻ ኢዜማ ተቐቲሉ። ትካል ዶብ ኣልቦ ሓካይም ካብ ዓዲግራት ናብ ኣክሱም ዝወስድ ጽርግያ ብምዕጻዉ ኣብ ኣክሱም ኦክስጅን ዝደልዩ ሕሙማት ክበጽሐሎም ከም ዝተጸገመ ገሊጹ። ንምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል’ዩ፡
ሰማዕቲና ሰማዕቲ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣሎ ኣርእስታቱ ድማ እዚ ዝስዕብዩ ኣብ መቐለ ምስ ዕጡቓት ኤርትራ ብዝተፈጥረ ምስሕሓብ ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም። ኤርትራዊ ናጽነት ፕሬስ ብምጉዕጻጽ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ። ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ክልል ደቡብ ብዝተፈጸሙ መጥቃዕትታት ሰላማውያን ሰባት ከም ዝተቐትሉ፣ ከም ዝተሰደዱን ትካላት ከም ዝነደዱን ተገሊጹ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ብዝቐነየ ዓሌታዊ ግጭት ሕጹይ መረጻ ኢዜማ ተቐቲሉ። ትካል ዶብ ኣልቦ ሓካይም ካብ ዓዲግራት ናብ ኣክሱም ዝወስድ ጽርግያ ብምዕጻዉ ኣብ ኣክሱም ኦክስጅን ዝደልዩ ሕሙማት ክበጽሐሎም ከም ዝተጸገመ ገሊጹ። ንምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል’ዩ፡