SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ (28 ግንቦት 2018)

Homeland Report
Source: SBS Tigrinya

ምፍታሕ እሱራት፡ መንግስቲ ትግራይ ልዕሊ 2000፣ መንግስቲ ኦሮምያ ልዕሊ 7000፣ መንግስቲ ፌደራል ከዓ ገበነይናታት ራዕዲ ንዝበሎም ሓዊሱ ልዕሊ 500 ሰባት ይፈትሑ፡፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ዝቃወሙ ውዳበታት አብ አዲስ አበባ ይላዘብ፡፡ አብ ስዑዲ ዓረብ ግዳይ ሕክምናዊ ጌጋ ኮይኑ 12 ዓመት አብ ዓራት ይሳቐ ንዘሎ ኢትዮጵያዊ ህፃን 21.7 ሚልዮን ብር ትኽሕስ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ዝኸትምኦም ስምምዓት አብ ግbሪ ከውዕላ ይረዳድኣ፡፡ ኢትዮጵያውያን አፍቀርቲ ጥበብ ፀሃይቱ ባራኺ ሓዘኖም ይገልጹ፡፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ምፍታሕ እሱራት፡ መንግስቲ ትግራይ ልዕሊ 2000፣ መንግስቲ ኦሮምያ ልዕሊ 7000፣ መንግስቲ ፌደራል ከዓ ገበነይናታት ራዕዲ ንዝበሎም ሓዊሱ ልዕሊ 500 ሰባት ይፈትሑ፡፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ዝቃወሙ ውዳበታት አብ አዲስ አበባ ይላዘብ፡፡ አብ ስዑዲ ዓረብ ግዳይ ሕክምናዊ ጌጋ ኮይኑ 12 ዓመት አብ ዓራት ይሳቐ ንዘሎ ኢትዮጵያዊ ህፃን 21.7 ሚልዮን ብር ትኽሕስ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ዝኸትምኦም ስምምዓት አብ ግbሪ ከውዕላ ይረዳድኣ፡፡ ኢትዮጵያውያን አፍቀርቲ ጥበብ ፀሃይቱ ባራኺ ሓዘኖም ይገልጹ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now