“ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ብር ዝዋግኡ ንብረት ብወተሃደራት ሱዳን ተዘሚተ” ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ጎንደር

Source: AFP
ናብ ትግራይ ዝኣቱ ናይ መግቢ ረዲኤት ብምዕጻዉን፡ ኲናት ብምቕጻሉን ህዝቢ ኣብ ከቢድ ጥምየት ከምዝወደቐ ተፈሊጡ። ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ልዕሊ 200 ሰላማዊያን ሰባት ተቐቲሎም። ኣብ መንጎ ክልላኣት ዓፋርን ሶማልን ጎንጺ ተላዒሉ።
Share
Source: AFP
SBS World News