SKIP TO MAIN CONTENT

"ኩሎም ዝተኣስሩ ይፈትሑ፡ ኢንተርነትን ማዕከናት ዜና ይከፈቱ" ህወሓት

Homeland Report
Source: Supplied

ኣቶ በቀለ ገርባ ሎሚ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ እዮም። ዝቐርበሉ ዘሎ መግቢ እንተዘይተመሓይሹ፡ ምሕሳም መግቢ ክገብር ምዃኑ ኣጠንቂቑ። ጉጅለ ውልቀ ሰባት ዝኾነ ህወሓት ነቲ ዝተወለዐ ባና ከጸልምት ለይቲን መዓልትን ይጽዕር ኣሎ፡ ክብል ፓርቲ ብልጽግና ትግራይ መግለጺ ኣውጺኡ። ምስ በዓል ኣቶ ጀዋር መሓመድ ዝተሓሓዝ ዝተኣስሩ 12 ጥርጡራትን 5 ሓለውቲን ኮሮና ቫይረዝ ተታሒዞም ከይኮኑ ተወሺቦም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣቶ በቀለ ገርባ ሎሚ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ እዮም። ዝቐርበሉ ዘሎ መግቢ እንተዘይተመሓይሹ፡ ምሕሳም መግቢ ክገብር ምዃኑ ኣጠንቂቑ። ጉጅለ ውልቀ ሰባት ዝኾነ ህወሓት ነቲ ዝተወለዐ ባና ከጸልምት ለይቲን መዓልትን ይጽዕር ኣሎ፡ ክብል ፓርቲ ብልጽግና ትግራይ መግለጺ ኣውጺኡ። ምስ በዓል ኣቶ ጀዋር መሓመድ ዝተሓሓዝ ዝተኣስሩ 12 ጥርጡራትን 5 ሓለውቲን ኮሮና ቫይረዝ ተታሒዞም ከይኮኑ ተወሺቦም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now