ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተመዛበሉ ተጋሩ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይተገበረልናን ብምባል ሓገዝ ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዶም ፤ መንግስቲ ትግራይ ብግዲኡ ዕሽሽ ኢሉዎ ከም ዝጸንሐ ገሊፁ፡፡ ሕጂ ፍርቂ ቢልዮን ብር ኣዋህሊሉ ክሕግዝ ከም ዝተሰናድአ አፍሊጡ፡፡ እቲ መብፅዓ ናይቶም ተመዛበልቲ ኣፍ ንምዕባስ ዝተሓስበ ናይ ቃልዓለም ዘረባ ከይኸውን ስክፍታታት ኣለዉ፡፡
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

