ኣርእስታት ጸብጻብ፡ #ኣብ ኤርትራ ልዕሊ 300 ተሓጋገዝቲ ነርስታት ተመሪቖም። #ኤርትራውያን ነበርቲ ብሪጣንያ ንሃገራዊ ወለንታውያን ለገስቲ ደም ኤርትራ ሓጊዞም። #ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሰሉስ ሽልማት ብሪጅ ሜከር አዋር ኣብ ኦስሎ ክሽለሙ እዮም። # ኣቶ በቀለ ገርባን አቶ ጃዋር መሓመድን ዝርከቡዎም 24 ሰባት ብ10 ተደራረብቲ ክስታት ተኸሲሶም። #ኣቦ መንበር ባይቶና ኣቶ ኪዳነ አመነ ህወሓት ሰብ ዘይወከለሎም ክወስዶም ዝተውሃቡዎ 37 ወናብር ነቶም ኣብ መረጻ ትግራይ ዝተሳተፉ ተናሓናሕቲ ውድባት ከም ዝግብኡ ገሊጹ።
Share






