SKIP TO MAIN CONTENT

ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ሃዲኡ ብልዝብ ክፍታሕ ጸዊዖም።

Homeland News
Source: Getty Images

ልኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻባት። ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ሃዲኡ ብልዝብ ክፍታሕ ጸዊዖም። ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ኣብ ዝበዝሕ ክፋል ናይታ ሃገር ጽቡቕ ዝናብ ጀሚሩ ከምዘሎ ሓቢሩ። መሪሕነት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንዝፈጸሞ ገበናት ተሓታቲ'ዩ ክብል ጀነራል ታደሰ ወረደ ተዛሪቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ መሰል ሰላማዊ ሰልፊ ዜጋታቱ ከኽብር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ናይታ ሃገር ጸዊዑ። ሰልፈኛታት ተምሃሮ ከም ዝተቐጥቀጡ ውን ሓቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ልኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻባት። ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ሃዲኡ ብልዝብ ክፍታሕ ጸዊዖም። ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ኣብ ዝበዝሕ ክፋል ናይታ ሃገር ጽቡቕ ዝናብ ጀሚሩ ከምዘሎ ሓቢሩ። መሪሕነት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንዝፈጸሞ ገበናት ተሓታቲ'ዩ ክብል ጀነራል ታደሰ ወረደ ተዛሪቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ መሰል ሰላማዊ ሰልፊ ዜጋታቱ ከኽብር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ናይታ ሃገር ጸዊዑ። ሰልፈኛታት ተምሃሮ ከም ዝተቐጥቀጡ ውን ሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now