ኤርትራ: ውሳነ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ተቓዊማ።

ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኤርትራ - ሆስፒታል ከረን 'መነጸር ዓይኒ ከፍሪ ጀሚሩ' ተባሂሉ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብ6.1 ቢልዮን ብር ስምምዕ ፕሮጀክት ምህናፅ መገዲ ተፈራሪሙ። ኣብ ኦሮምያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ከምዝደልዮም ተገሊጹ። ኤርትራ: ውሳነ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ተቓዊማ።
Share