SKIP TO MAIN CONTENT

ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓይሊ ዝግበር ምምላስ ስደተይናታትን መቕተልትን ተቓዊሙ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኢትዮጵያ ሰለስተ ክልላት ዘይተሳተፋሉ ሻድሻይ ዙርያ መረጻ ሎምዓንቲ ተሳልጥ ኣላ። ሓይልታት ትግራይ ኣሉላ ኢሎም ብዝሰመዩዎ ወተሃደራዊ ስርሒታት ክልተ ክፍለሰራዊት ኢትዮጵያን ሓገዝቱን ከም ዝደምሰሱ ይገልጹ ኣለዉ። ዓሰርተ ሰርሓተኛታት በዓል መዚ መገድታት ኢትዮጵያ ብመኪና ክጎዓዙ እንከለዉ ብዕጡቓት ከም ዝተቐትሉ ተሰሚዑ። ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓይሊ ዝግበር ምምላስ ስደተይናታትን መቕተልትን ተቓዊሙ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ደቡባዊ ክፍሊ ትግራይን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ከግዕዞም ይዳሎ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኢትዮጵያ ሰለስተ ክልላት ዘይተሳተፋሉ ሻድሻይ ዙርያ መረጻ ሎምዓንቲ ተሳልጥ ኣላ። ሓይልታት ትግራይ ኣሉላ ኢሎም ብዝሰመዩዎ ወተሃደራዊ ስርሒታት ክልተ ክፍለሰራዊት ኢትዮጵያን ሓገዝቱን ከም ዝደምሰሱ ይገልጹ ኣለዉ። ዓሰርተ ሰርሓተኛታት በዓል መዚ መገድታት ኢትዮጵያ ብመኪና ክጎዓዙ እንከለዉ ብዕጡቓት ከም ዝተቐትሉ ተሰሚዑ። ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓይሊ ዝግበር ምምላስ ስደተይናታትን መቕተልትን ተቓዊሙ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ደቡባዊ ክፍሊ ትግራይን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ከግዕዞም ይዳሎ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now