13 ሆስፒታላት ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ከምዝረኸባ ተሓቢሩ።

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ዓድማዒ ዘተ ምስላጢም ሓቢሮም። 13 ሆስፒታላት ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ከምዝረኸባ ተሓቢሩ። ህወሓት ንውሳነ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ ፤ ግዝያዊ ምምሕዳር ብወገኑ ነቲ ውሳነ ተቓዊምዎ። ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ፡ ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ መጥቃዕቲ ከምዝፈሉ ገሊጹ። ኣብ ኤርትራ 4.7 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ተገሊጹ። ኣብ ኣዲስ ዝተኣሰሩ ሰባት መግቢ ተሓሲሞም።።
Share