Source: Getty Imagesኣርእስታት ጸብጻብ፥ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ኣኼባ ናይቲ ሕብረት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ኤርትራ ኣብ 2021 ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ፈልስታት ኣግራብ ከም ዝተኸለት ኣፍሊጣ። ኣብ መዳጎኒ ቦታታት ስዑዲ ዓረብ ዝሳቐዩ ንዘለዉ ኢትዮጵያን መዋጽኦ ዝኾኑ ተስፋታት ከም ዘለዉ ተሰሚዑ። ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፋሪት ክፍጽም ተወቒዑ ተማሪኹ ግን ሃለዋቱ ንዝጠፍአ ኢትዮጵያዊ ፖይለት ሓወልቲ ቆይሙሉ። ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ኣኼባ ናይቲ ሕብረት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ኤርትራ ኣብ 2021 ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ፈልስታት ኣግራብ ከም ዝተኸለት ኣፍሊጣ። ኣብ መዳጎኒ ቦታታት ስዑዲ ዓረብ ዝሳቐዩ ንዘለዉ ኢትዮጵያን መዋጽኦ ዝኾኑ ተስፋታት ከም ዘለዉ ተሰሚዑ። ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፋሪት ክፍጽም ተወቒዑ ተማሪኹ ግን ሃለዋቱ ንዝጠፍአ ኢትዮጵያዊ ፖይለት ሓወልቲ ቆይሙሉ። ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።