Desert locust (adults) infestation near Leida, about ten miles from Gogni field station. Source: nbspዞባ ደቡብ ትግራይ ካብ ዕስለ ኣንበጣ ኣብዚ ክልተ መዓልታት ናጻ ኮይና፣ ዞባታት ኣብ ዞባታት ማእኸልን ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይን ሓያል ናይ ምቁጽጻር ወፍሪ ይዕመም። ኣብ ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ዝዘለቐን ኣብ ውሽጢ ዝተጫጨሐን ኣንበጣ ንምቁጽጻር ልዑል ጻዕሪ ይግበር ከምዘሎ ሚ/ሪ ሕርሻ ኤርትራ ገሊጹ። ሰራሕተኛታትን ወታሃደራትን ዘይነበሩ ኤርትራውያን ናብ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ ከይኣትዉ ብምኽልካሎም ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ዜጋታት ወጻኢ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ትግራይ ከይኸዱ ምኽልካል ይቕጽል ኣብ ክልል ዓፋር ክልተ ሰራሕተኛታት ሚንስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ዝርከቡዎም 10 ሰባት ተቐቲሎም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ቅድሚ 3 ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝተኣከቡ ሰባት ቦምብ ኣፈንጂሮም 2 ሰባት ቀቲሎም 150 ሰባት ዘቑሰሉ ዝተብሃሉ 5 ሰባት ካብ 5 ዓመት ክሳብ ዕድመ ይፍታሕ ተቐጺዖም።ጸብጻብ ቀሪቡ ልኡኽና ሰዲዱልና ኣሎ።
ዞባ ደቡብ ትግራይ ካብ ዕስለ ኣንበጣ ኣብዚ ክልተ መዓልታት ናጻ ኮይና፣ ዞባታት ኣብ ዞባታት ማእኸልን ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይን ሓያል ናይ ምቁጽጻር ወፍሪ ይዕመም። ኣብ ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ዝዘለቐን ኣብ ውሽጢ ዝተጫጨሐን ኣንበጣ ንምቁጽጻር ልዑል ጻዕሪ ይግበር ከምዘሎ ሚ/ሪ ሕርሻ ኤርትራ ገሊጹ። ሰራሕተኛታትን ወታሃደራትን ዘይነበሩ ኤርትራውያን ናብ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ ከይኣትዉ ብምኽልካሎም ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ዜጋታት ወጻኢ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ትግራይ ከይኸዱ ምኽልካል ይቕጽል ኣብ ክልል ዓፋር ክልተ ሰራሕተኛታት ሚንስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ዝርከቡዎም 10 ሰባት ተቐቲሎም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ቅድሚ 3 ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝተኣከቡ ሰባት ቦምብ ኣፈንጂሮም 2 ሰባት ቀቲሎም 150 ሰባት ዘቑሰሉ ዝተብሃሉ 5 ሰባት ካብ 5 ዓመት ክሳብ ዕድመ ይፍታሕ ተቐጺዖም።ጸብጻብ ቀሪቡ ልኡኽና ሰዲዱልና ኣሎ።