SKIP TO MAIN CONTENT

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠሙ ሃይማኖታዊ ጎንጺታት ብዘይወገናዊ ኣካል ክምርመሩ ሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት፥ ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ምስ ኤርትራውያን ነበርቲ ጁባን ከባቢኣን ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ምጥፋእ ዓሌት መርትዖታቱ ንምስዋር ኣስከሬናት ይቃጸሉ ኣለዉ ተባሂሉ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠሙ ሃይማኖታዊ ጎንጺታት ብዘይወገናዊ ኣካል ክምርመሩ ሓቲቱ። ኢትዮጵያ ሕጂ ውን ዋጋ ነዳዲ ኣብ ሊትሮ 5 ቅርሺ ክውስኽ መምርሒ ኣውጺኣ። እዚ መምርሒ ኣብ ሊትሮ ክሳብ 121 ሚእታዊት ወሰኽ ዋጋ ከም ዘስዓበ ውን ተገሊጹ ኣሎ።ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና ከነቕርቦ ኢና፣

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት፥ ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ምስ ኤርትራውያን ነበርቲ ጁባን ከባቢኣን ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ምጥፋእ ዓሌት መርትዖታቱ ንምስዋር ኣስከሬናት ይቃጸሉ ኣለዉ ተባሂሉ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠሙ ሃይማኖታዊ ጎንጺታት ብዘይወገናዊ ኣካል ክምርመሩ ሓቲቱ። ኢትዮጵያ ሕጂ ውን ዋጋ ነዳዲ ኣብ ሊትሮ 5 ቅርሺ ክውስኽ መምርሒ ኣውጺኣ። እዚ መምርሒ ኣብ ሊትሮ ክሳብ 121 ሚእታዊት ወሰኽ ዋጋ ከም ዘስዓበ ውን ተገሊጹ ኣሎ።ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና ከነቕርቦ ኢና፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now