ብ 8 ቢሊዮን ብር ዝተሰርሐ ፋብሪካ ኦሞ ኩራዝ ብ ቀ.ሚ. ኣብይን ፕረ. ኢሳያስን ተመሪቑ። መራሒ መናእሰይ ትግራይ ናብ ኣስመራ ገይሹ። 130 ሚሊዮን ብር ንተጋሩ ተመዛበልቲ። ኩነኔ፡ ነቶም ምስዕጥቆም ናብ ቀዳማይ ሚ. ኣብይ ዝኣተው ሰራዊት ኢትዮጵያ። ሕዲሽ ሹመት ንመራሕቲ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ነበር።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

