መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ኲናት ንምውዳእ፡ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ይግስግስ ኣሎ ክብል'ከሎ፡ ፕረሲደንት ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ድማ ኣብ መወዳእታ ህዝቢ ትግራይ ክስዕር'ዩ ኢሉ። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናት ከቢድ ሰብ ኣዊ ቅልውላው ይፈጥር ከምዘሎን እቲ ኲናት ብህጹጽ ደው ክብልን ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። ኣብ ኦሮሚያን ቤናሻንጉልን ግጭት እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ፡ ካልእ ጸብጻብን
Share






