Source: Getty Imagesኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኤርትራ ማእከል ምክልኻል ኮቪድ 19 ንምድንፋዕ ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ከም ዝተወፈየ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ንሱዳን ከይሓወሱ ምስ ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ስልኪ ምይይጥ ከም ዘካየደ ይገልጹ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ናብ ሃገራት ቱርኪ፣ ግብጽን ዓረብ ኢመሬትስን ኣብ ጉዳይ ኩናት ኢትዮጵያ ወድሃበ ምይይጥ ንምስላጥ ይውጥን። መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተ ጋዜጠኛታት ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ( )ኢቢሲ) ዝርከቡዎም ሰብሞያ ማዕከናት ዜና ከም ዝኣሰረ ኣብዚ ሰሙን ተገሊጹ። ኣብ ዝመጽእ ዓመት 38 ሚልዮን ዝኸውን ህዝቢ ዞባ ሳሕልን ምዕራብ ኣፍሪቃን ሕጽረት መግቢ ከጋጥሞ ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ዝብሉ ጸብጻብ ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኤርትራ ማእከል ምክልኻል ኮቪድ 19 ንምድንፋዕ ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ከም ዝተወፈየ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ንሱዳን ከይሓወሱ ምስ ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ስልኪ ምይይጥ ከም ዘካየደ ይገልጹ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ናብ ሃገራት ቱርኪ፣ ግብጽን ዓረብ ኢመሬትስን ኣብ ጉዳይ ኩናት ኢትዮጵያ ወድሃበ ምይይጥ ንምስላጥ ይውጥን። መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተ ጋዜጠኛታት ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ( )ኢቢሲ) ዝርከቡዎም ሰብሞያ ማዕከናት ዜና ከም ዝኣሰረ ኣብዚ ሰሙን ተገሊጹ። ኣብ ዝመጽእ ዓመት 38 ሚልዮን ዝኸውን ህዝቢ ዞባ ሳሕልን ምዕራብ ኣፍሪቃን ሕጽረት መግቢ ከጋጥሞ ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ዝብሉ ጸብጻብ ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።