Source: Twitter YTኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ብዛዕባ ምውጻእ ኣሜሪካውያን ካብ ኤርትራ ዝምልከት ሓበሬትኡ ንግጉይ ትርጉም ከም ዝተቓለዐ ኣሚኑ ቁጽሪ ካብ ኮሮናቫይስ ዝሓወዩ ሰባት ኣብ ኢትዮጵያ 41 ካብ 123 ዝሓመሙ ኣብ ኤርትራ 13 ካብ 39 ዝሓመሙ ሰባት በጺሑ። ማእከላይ/ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንኮሮናቫይረስ መከላኸሊ ዝውዕል ገንዘብ ክድጉም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ሓቲቱ።
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ብዛዕባ ምውጻእ ኣሜሪካውያን ካብ ኤርትራ ዝምልከት ሓበሬትኡ ንግጉይ ትርጉም ከም ዝተቓለዐ ኣሚኑ ቁጽሪ ካብ ኮሮናቫይስ ዝሓወዩ ሰባት ኣብ ኢትዮጵያ 41 ካብ 123 ዝሓመሙ ኣብ ኤርትራ 13 ካብ 39 ዝሓመሙ ሰባት በጺሑ። ማእከላይ/ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንኮሮናቫይረስ መከላኸሊ ዝውዕል ገንዘብ ክድጉም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ሓቲቱ።