SKIP TO MAIN CONTENT

ትግራይ ነጻ ሃገር ንኽትከውን ኣብ ናይ መወዳእታ ጸግዒ ትድፋእ ከምዘላ ተገሊጹ።

Homeland Report
Source: EBC

ብህወሓት ዝምራሕ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ነቲ ኣብ ፈደራል ዝርከብ ባይቶታት፡ ቀዳማይ ሚኒስተርን ምክትሉን ኣይፈልጠኩንየ ድሕሪ ምባሉ፡ ፈደራል መንግስቲ'ውን ንመንግስቲ ክልል ትግራይ ኣፍልጦ ከምዘይህቦ ገሊጹ ኣሎ። ነዚ ስዒቡ፡ ክልል ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ካብ ኢትዮጵያ ክትፍለ ድፊኢት ይግበረላ ኣሎ ዝብሉ በቲ ሓደ ወገን፡ ብኻልእ ድማ እዚ ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘይውዳእ ናይ ሓድሕድ ጎንጺ ከይትሽመም ስግኣታት ዓዚዙ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ሓፈሻዊ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብህወሓት ዝምራሕ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ነቲ ኣብ ፈደራል ዝርከብ ባይቶታት፡ ቀዳማይ ሚኒስተርን ምክትሉን ኣይፈልጠኩንየ ድሕሪ ምባሉ፡ ፈደራል መንግስቲ'ውን ንመንግስቲ ክልል ትግራይ ኣፍልጦ ከምዘይህቦ ገሊጹ ኣሎ። ነዚ ስዒቡ፡ ክልል ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ካብ ኢትዮጵያ ክትፍለ ድፊኢት ይግበረላ ኣሎ ዝብሉ በቲ ሓደ ወገን፡ ብኻልእ ድማ እዚ ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘይውዳእ ናይ ሓድሕድ ጎንጺ ከይትሽመም ስግኣታት ዓዚዙ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ሓፈሻዊ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now