SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ትግራይ ወረራ ዕስለ ኣንበጣ ኣጋጢሙ። (ካብ ጸብጻብ)

Homeland Report
Source: Ashenda

ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣንጻራዊ ሰላም ፃውራ ሰራዊት ምኽልካል ኢትዮጵያ ከም ዘቃለለ ሓለፍቲ ሰራዊት ዕዚ ሰሜን ተዛሪቦም ተባሂሉ። ኣብ ኦሮምያ ብዝነበረ ናዕቢ ብውሑዱ 4 ሰባት ተቐቲሎም። ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኽፉ ሰባት ናብ 35,000 ተጸጊዑ። ኣብ ኤርትራ ክልተ ካብ 35-50 ሽሕ ኪዩቢክ ሊትሮ ማይ ዝሕዛ ዲጋታት ተሃኒጸን ተመሪቐን። ኮቪድ-19 ድሕሪ ምልብዑ ልዕሊ 13 ሽሕ ኤርትራውያን ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ናብ ሃገሮም ከም ዝተመልሱን ቁጽሪ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ከኣ 300 ከሎ ከም ዝሓለፈን ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ገሊጹ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣንጻራዊ ሰላም ፃውራ ሰራዊት ምኽልካል ኢትዮጵያ ከም ዘቃለለ ሓለፍቲ ሰራዊት ዕዚ ሰሜን ተዛሪቦም ተባሂሉ። ኣብ ኦሮምያ ብዝነበረ ናዕቢ ብውሑዱ 4 ሰባት ተቐቲሎም። ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኽፉ ሰባት ናብ 35,000 ተጸጊዑ። ኣብ ኤርትራ ክልተ ካብ 35-50 ሽሕ ኪዩቢክ ሊትሮ ማይ ዝሕዛ ዲጋታት ተሃኒጸን ተመሪቐን። ኮቪድ-19 ድሕሪ ምልብዑ ልዕሊ 13 ሽሕ ኤርትራውያን ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ናብ ሃገሮም ከም ዝተመልሱን ቁጽሪ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ከኣ 300 ከሎ ከም ዝሓለፈን ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ገሊጹ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now