SKIP TO MAIN CONTENT

ሓዱሽ ምምሕዳር ኣሜሪካ: ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ብህጹጽ ክተውጽእ ሓቲቱ።

Homeland Report
Source: AAP

ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ *መንግስቲ ኣመሪካ ውግእ ደው ኢሉ ሰብኣዊ ሓገዝ በዘይዕንቅፋት ውሑስ ኮይኑ ክኣቱ፣ ፈደራል ምስ ክልል ትግራይ ዘተ ክጅመር ፀዊዑ። *ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮጳ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ቅልውላውን ወጥሪ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ክዕዘብ ናብቲ ከባቢ ከምርሕ እዩ። *"ሱዳን ሰራዊታ ናብቲ ዝነሮ መሊሳ ክንዘራረብ ይግባእ " ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ " ኢትዮጵያ ዝገበተቶ መሬት ኣለኒ። ገና ከምልሶ'የ" ሚንስትሪ ምክልኻል ሱዳን *ሶማል ብኬንያ ዝድገፉ ዕጡቓት ጕጅለታት መጥቃዕቲ ከፊቶምለይ ብምባል ንኬንያ ትኸስስ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ *መንግስቲ ኣመሪካ ውግእ ደው ኢሉ ሰብኣዊ ሓገዝ በዘይዕንቅፋት ውሑስ ኮይኑ ክኣቱ፣ ፈደራል ምስ ክልል ትግራይ ዘተ ክጅመር ፀዊዑ። *ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮጳ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ቅልውላውን ወጥሪ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ክዕዘብ ናብቲ ከባቢ ከምርሕ እዩ። *"ሱዳን ሰራዊታ ናብቲ ዝነሮ መሊሳ ክንዘራረብ ይግባእ " ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ " ኢትዮጵያ ዝገበተቶ መሬት ኣለኒ። ገና ከምልሶ'የ" ሚንስትሪ ምክልኻል ሱዳን *ሶማል ብኬንያ ዝድገፉ ዕጡቓት ጕጅለታት መጥቃዕቲ ከፊቶምለይ ብምባል ንኬንያ ትኸስስ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now