ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል ዘውዲ ቀዳማይ ሚኒስተር መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ ዘተ ከም ዘካየደ ተገሊጹ።

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ፓትርያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ኣቡነ ማትያስ፡ ኣብ ትግራይ ካብ ዝውላዕ ኲናት ንንየው ንፈለማ እዋን ናብ ትግራይ ኣምሪሖም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል ዘውዲ ቀዳማይ ሚኒስተር መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ ዘተ ከም ዘካየደ ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ዋዕላ ምጥያስ ግዜያዊ ምምሕዳር ይካየድ ኣሎ። ልዕሊ 60 ዓለምለኻውያን ትካላት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዘቕረቦ ጥርዓን ተቓዊመንኦ። ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ 4 ቢልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል ዘውዲ ቀዳማይ ሚኒስተር መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ ዘተ ከም ዘካየደ ተገሊጹ። | SBS Tigrinya