SKIP TO MAIN CONTENT

ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፊልትማን ንኮሚቴ ሰነት ርክባት ወጻኢ ኣሜሪካ መብርሂ ክህቡ እዩ።

Homeland News
Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ 'ሸኔ' ብዝብል ኣብ መዝገብ ፈጣሪ ራዕዲ ኣእትየዮ ዝበሎ ንርእሱ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ዝሰሚ ዕጡቕ ሰለስተ ቻይናውያን ከም ዝዓገተ የፍልጥ። እዚ ፍጻመ ኣብ ጽባሕ ቻይና ንሰራዊት ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19ን ገንዘብን ሓጊዘ ዝበለትሉ እዋን ዩ። ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፊልትማን ንኮሚቴ ሰነት ርክባት ወጻኢ ኣሜሪካ መብርሂ ክህቡ እዮም። ወከልቲ ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣባላት ሰልፍታት ዴሞክራትን ሪፖብሊካንን ድማ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ መሰል ዝገሃሱ ኣካላት ማዕቀብ ክግበር ቀዳማይ ውራይ ገይሮም ከም ዝሓተቱ ተፈሊጡ ኣሎ። ብሰንኪ ሓዱሽ ዝተወልዐ ጎንጺ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ናብ ሱዳን ይቕጽል ኣሎ ተባሂሉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ 'ሸኔ' ብዝብል ኣብ መዝገብ ፈጣሪ ራዕዲ ኣእትየዮ ዝበሎ ንርእሱ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ዝሰሚ ዕጡቕ ሰለስተ ቻይናውያን ከም ዝዓገተ የፍልጥ። እዚ ፍጻመ ኣብ ጽባሕ ቻይና ንሰራዊት ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19ን ገንዘብን ሓጊዘ ዝበለትሉ እዋን ዩ። ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፊልትማን ንኮሚቴ ሰነት ርክባት ወጻኢ ኣሜሪካ መብርሂ ክህቡ እዮም። ወከልቲ ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣባላት ሰልፍታት ዴሞክራትን ሪፖብሊካንን ድማ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ መሰል ዝገሃሱ ኣካላት ማዕቀብ ክግበር ቀዳማይ ውራይ ገይሮም ከም ዝሓተቱ ተፈሊጡ ኣሎ። ብሰንኪ ሓዱሽ ዝተወልዐ ጎንጺ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ናብ ሱዳን ይቕጽል ኣሎ ተባሂሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now