SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብዚ ሓሙሽተ መዓልታት ሓይልታት ትግራይ ኣንጻር መንግስቲ ፌደራልን ሓገዝቱን ወሳኒ ስርሒትፈጺሞም።" ኣቶ ጌታቸው ረዳ

Homeland Report
Source: TigTv

ሓጸርቲ ጸብጻባት፡ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንዝተወለዐ ግርጭት 'ሓደገኛ' ኢሉዎ። እቲ ተወለድቲ ኦሮሞ ኣብ ዘለዉላ ዞባ ዝተወለዐ ብከቢድ ብረት ዝተሰነየ ውግእ ዛጊት ሰባት ከም ዝተቐትሉ፣ ገዛውቲ ከም ዝነደደን ጠጠው እውን ከም ዘየበለን ዝተገልጸ ኮይኑ ካብ ባህርዳር ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝወስድ ፅርግያ እውን ከም ዝተዓጽወ ተሰሚዑ። እዚ መግለጺ ድሕሪ እቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዕጡቓት ህወሓት ኢዶም ክህቡ ዘቕረቦ መጸዋዕታ እዩ ዝኸውን ዘሎ።፡ ዝብሊ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፡ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንዝተወለዐ ግርጭት 'ሓደገኛ' ኢሉዎ። እቲ ተወለድቲ ኦሮሞ ኣብ ዘለዉላ ዞባ ዝተወለዐ ብከቢድ ብረት ዝተሰነየ ውግእ ዛጊት ሰባት ከም ዝተቐትሉ፣ ገዛውቲ ከም ዝነደደን ጠጠው እውን ከም ዘየበለን ዝተገልጸ ኮይኑ ካብ ባህርዳር ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝወስድ ፅርግያ እውን ከም ዝተዓጽወ ተሰሚዑ። እዚ መግለጺ ድሕሪ እቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዕጡቓት ህወሓት ኢዶም ክህቡ ዘቕረቦ መጸዋዕታ እዩ ዝኸውን ዘሎ።፡ ዝብሊ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now