"ኣብ ኢትዮጵያ ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይልታት ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ክፍጽሙሉ ዝኽእሉ ወርቃዊ ዕድል ሕጂ'ዩ።" ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን

Homeland News

Source: Getty Images

*ቁጠባ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዕዳ ወጻኢ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ተባሂሉ። *ኣብ ኢትዮጵያ ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይልታት ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ክፍጽሙሉ ዝኽእሉ ወርቃዊ ዕድል ሕጂ ከም ዝኾነ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ተዛሪቡ። *ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከቡ ልዕሊ 71 ሽሕ ስደተኛታት እቶም 92% ኤርትራውያን እዮም ተባሂሉ።። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብ’ዩ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
"ኣብ ኢትዮጵያ ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይልታት ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ክፍጽሙሉ ዝኽእሉ ወርቃዊ ዕድል ሕጂ'ዩ።" ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን | SBS Tigrinya