SKIP TO MAIN CONTENT

ኣሜሪካ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ድሮናት ክተዋፍር ምግላጻ ስዒቡ ፤ ኢራንውን ኣብቲ ከባቢ መራኽብ ኲናት ክተዋፍር ከም ዝወጠነት ይግለጽ ኣሎ። (ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ኤርትራ: ወራር ሩስያ ኣብ ዩክረይን ንዝኹንን ውሳነ ሕቡራት ሃገራት ተቓዊማ፤ ኢትዮጵያ ድምጻ ዓቂባ። ኣሜሪካ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ 100 ድሮናት ክተዋፍር ምግላጻ ስዒቡ ፤ ኢራን ውን ኣብቲ ከባቢ ሰለስተ መራኽብ ኲናት ክተዋፍር ከም ዝወጠነት ይግለጽ ኣሎ። ኢትዮጵያ፣ ነቲ ቅድሚ 6 ዓመታት ዝተዛዘመ መስመር ባቡር ኣዲስ ኣበባ ንኣውሮጳ ክትሸጦ ትሸባሸብ ከም ዘላ ተፈሊጡ። ቤትፍርዲ ገበናት ዝነበራ ጋምቢያዊት ፋቱ ቤንሱዳ ፤ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸሙ ገበናት ናይ ዝምርምር ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ኣዶ መንበር ኮይነን። ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ብወግዒ ፈሪሱ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ኤርትራ: ወራር ሩስያ ኣብ ዩክረይን ንዝኹንን ውሳነ ሕቡራት ሃገራት ተቓዊማ፤ ኢትዮጵያ ድምጻ ዓቂባ። ኣሜሪካ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ 100 ድሮናት ክተዋፍር ምግላጻ ስዒቡ ፤ ኢራን ውን ኣብቲ ከባቢ ሰለስተ መራኽብ ኲናት ክተዋፍር ከም ዝወጠነት ይግለጽ ኣሎ። ኢትዮጵያ፣ ነቲ ቅድሚ 6 ዓመታት ዝተዛዘመ መስመር ባቡር ኣዲስ ኣበባ ንኣውሮጳ ክትሸጦ ትሸባሸብ ከም ዘላ ተፈሊጡ። ቤትፍርዲ ገበናት ዝነበራ ጋምቢያዊት ፋቱ ቤንሱዳ ፤ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸሙ ገበናት ናይ ዝምርምር ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ኣዶ መንበር ኮይነን። ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ብወግዒ ፈሪሱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now