SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዙሕ ኣጽዋርን ሰራዊትን ኣብ ዶባትን ውሽጥን ትግራይ ከም ዘሰለፋ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ቀ/ሚ ኣብይ ካብ ስልጣን እንተሓዲጉ፣ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣምሪሩ ከም ዝበኽየሉ ተዛሪቡ ተባሂሉ። ፕረዚደንት ሶማልያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ የካይድ ኣሎ። ኤርትራዊ-ስዊድናዊ ኣብ ዞባውን ከባብያውን መረጻታት ስዊድን ተዓዊቱ።

Published

Presented by Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀ/ሚ ኣብይ ካብ ስልጣን እንተሓዲጉ፣ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣምሪሩ ከም ዝበኽየሉ ተዛሪቡ ተባሂሉ። ፕረዚደንት ሶማልያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ የካይድ ኣሎ። ኤርትራዊ-ስዊድናዊ ኣብ ዞባውን ከባብያውን መረጻታት ስዊድን ተዓዊቱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now