SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ (4 ሰነ 2018)

Homeland Report
Source: SBS Tigrinya

አዋጅ እቶ እቶ ኢትዮጵያ ክቕንጠጥ እዩ፣ ሕቶ ተሳትፎ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእቲ ፌስቲቫል ስፖርት ኢትዮጵያውያን አብ አመሪካ ተነጺጉ። ናይ ዝቕፅል ዓመት በጀት ፌዴራል ኢትዮጵያ 346.9 ቢልዮን ኮይኑ ይፅደቕ ከም ዝተብሃለ ልዝብ ስልኪ ቀዳመይቲ ሚንስትር ቴሬዛ መይ ምስ መዘንአን ዶ.ር አብይ አሕመድ ማህረምትን ማእሰርትን መናእሰይ ዓድዋ አብ ዓድዋ ምቁራፅ ክሲ ኣቦ መንበር ግንቦት 7 ዶ.ር ብርሃኑ ነጋ መበል 14 ጉባኤ ተቓዋሚ ፖለቲካ መድረኽ ፅምብል ሃገራዊ መዓልቲ ሓለዋ ከባቢ አብ ትግራይ

Published

By SBS Tigriinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አዋጅ እቶ እቶ ኢትዮጵያ ክቕንጠጥ እዩ፣ ሕቶ ተሳትፎ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእቲ ፌስቲቫል ስፖርት ኢትዮጵያውያን አብ አመሪካ ተነጺጉ። ናይ ዝቕፅል ዓመት በጀት ፌዴራል ኢትዮጵያ 346.9 ቢልዮን ኮይኑ ይፅደቕ ከም ዝተብሃለ ልዝብ ስልኪ ቀዳመይቲ ሚንስትር ቴሬዛ መይ ምስ መዘንአን ዶ.ር አብይ አሕመድ ማህረምትን ማእሰርትን መናእሰይ ዓድዋ አብ ዓድዋ ምቁራፅ ክሲ ኣቦ መንበር ግንቦት 7 ዶ.ር ብርሃኑ ነጋ መበል 14 ጉባኤ ተቓዋሚ ፖለቲካ መድረኽ ፅምብል ሃገራዊ መዓልቲ ሓለዋ ከባቢ አብ ትግራይ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now