ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ብፕረዝደነት ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሓዱሽ ካብኔ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብቲ ነባር ወግዓዊ ርኽክብ ስልጣን ኣሳሊጡ። ፈረንሳይ ብትግራይ ዝተጎድኡ ዩኒቨርስታትን ሓድግታትን ዳግም ንምህናጽ ከም ትደሊ ገሊፃ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣምሓራ ማእኸሎም ዝገበሩ ን ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ከጥቅዑ ዝተንቀሳቐሱ ኣካላት ከም ዝኣሰረ ኣፍሊጡ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends