መራሕቲ ኤርትራ ዝኣረገ ስርዓት ከብቅዕ ቃልሲ ከም ዘድሊ ገሊጾም። (ጸብጻብ)

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተልዓለ ናዕቢ ሰባት ከም ዝተቐትሉን ፖሊሳት ዝርከቡዎም ብዙሓት ከም ዝቖሰሉን ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ልዕሊ 3500 መምህራንን ተምሃሮን ብኲናት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ምምካን ነተጉቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይን ዶባዊ ከባቢታትን ክዋፈር ተፈቒዱሉ። ኤርትራ፡ ንሰሜን ኮርያ ስዒባ፡ ዘመናዊ ጊላነት ብሰፊሕ ዝረኣየላ ሃገር ተባሂላ።
Share