ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ባይታ ዘሎ ጠለብ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዙሕ ምዃኑ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶክተር ኣማኑኤል ሃይለ፡ ተዛሪቡ። ትካላት ሰብኣዊ ረድኤት ብወገነን ክሳብ ዝመጽእ ዓርቢ ከባጽሓ ተስፋ ከም ዘለወን ገሊጸን ኣሜሪካ፣ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ወተሃደራት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ከይወጹ ንኢትዮጵያ እትህቦ ሓገዝ ከም ዘይህሉ ገሊጻ። መንግስቲ ትግራይ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቃሉ ከኽብርን ማሕበረሰብ ዓለም ጸቕጢ ክገብርን ሓቲቱ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends