ክሳብ 2022 ልዕሊ 290 ሽሕ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ከም ዘምርሑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።

ተወሳኺ ጸብጻብ፥ ቤት ምኽሪ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝገበሮ ዕፅዋ ክእለ ሓቲቱ። ኣብ መዓልቲ ደቀንስትዮ ትግራይ: ካብ ናይ ዩኒቨርሲቲ መምህር ናብ ምሻጥ ኣትክልቲ ዝኣተወት ጓልኣንስተይቲ ፀላዊት ኰይና። ኢትዮጵያ 500 ሽሕ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ሃገራት ዓረብ ክትሰድድ ምዃና ኣፍሊጣ።
Share