ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ሕብረት ኣውሮጳ፣ ጀርመን፣ ስዊድንን ካናዳን ኤርትራ ኣብ ውግእ ትግራይ ምእታዋ ተቓዊሞም። ኣመሪካ ብወገና ኤርትራ ሰራዊታ ናብ ትግራይ ምእታዎም ከም ትፈልጥ ገሊጻ። ኣብ ትግራይ መንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርክቱን ዝሕተቱሉ ከበድቲ ገበናት ምፍጻሙ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጸ ኢሉ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ ኤርትራን ህወሓትን ውን ተሓተትቲ ክኾኑ ጸዊዑ።ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ሕብረት ኣውሮጳ፣ ጀርመን፣ ስዊድንን ካናዳን ኤርትራ ኣብ ውግእ ትግራይ ምእታዋ ተቓዊሞም። ኣመሪካ ብወገና ኤርትራ ሰራዊታ ናብ ትግራይ ምእታዎም ከም ትፈልጥ ገሊጻ። ኣብ ትግራይ መ/ኢትዮጵያን መሻርክቱን ዝሕተቱሉ ከበድቲ ገበናት ምፍጻሙ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጸ ኢሉ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ ኤርትራን ህወሓትን ውን ተሓተትቲ ክኾኑ ጸዊዑ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ሕብረት ኣውሮጳ፣ ጀርመን፣ ስዊድንን ካናዳን ኤርትራ ኣብ ውግእ ትግራይ ምእታዋ ተቓዊሞም። ኣመሪካ ብወገና ኤርትራ ሰራዊታ ናብ ትግራይ ምእታዎም ከም ትፈልጥ ገሊጻ። ኣብ ትግራይ መ/ኢትዮጵያን መሻርክቱን ዝሕተቱሉ ከበድቲ ገበናት ምፍጻሙ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጸ ኢሉ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ ኤርትራን ህወሓትን ውን ተሓተትቲ ክኾኑ ጸዊዑ።