ኣብ ግንባር ሸራሮ ብዘሎ ውግእ ፤ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝርከብዎም ሰለማውያን ሰባት ተቐቲሎም ልዕሊ 200 ሽሕ ሰባት ተመዛቢሎም። (ጸብጻብ)

ኣርእስታት ዜና፥ ኤርትራን ኢራንን ብሓባር ንምስራሕ ምይይጥ ከም ዝገበራ ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢራን ኣፍሊጡ። ኣብ ግንባር ሸራሮ ብዘሎ ውግእ ፤ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝርከብዎም ሰለማውያን ሰባት ተቐቲሎም ልዕሊ 200 ሽሕ ሰባት ተመዛቢሎም ኣብ ክልል ኦሮሚያ፡ ሲቪላትን ኣባላት ምልሻን ተቐቲሎም ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ፣
Share