ኣብ ትግራይ ብዝቕጽል ዘሎ ደብዳባት ህፃናት ዝርከብዎም ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም። ወተሃደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ደቂኣንስትዮ ዓሚጾም ሰላማውያን ከም ዝቐተሉ ሰነድ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ። ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ኣመሪካ ምስ ፕረዚደንት ኬንያን ሚንስተር ደቡብ ኣፍሪቃን ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ተዘራሪቦም። ኣብ ኢትዮጵያ ን'ምትእትታው' ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ፣
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends