ልቓሕ ኢትዮጵያ ከይቃለል እቲ ካብ ቻይና ዝወሰደቶ ልቓሕ ዕንቅፋት ከም ዝፈጠረ ተገሊጹ።

ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ከም ዝፈረሰ ኣፍሊጡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ እሱራት ክፍትሑ ወሲኑ። ልቓሕ ኢትዮጵያ ከይቃለል እቲ ካብ ቻይና ዝወሰደቶ ልቓሕ ዕንቅፋት ከም ዝፈጠረ ተገሊጹ። ኮሚቴ ምክልኻል ዘይሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ሕቡራት ሃገራት ኢትዮጵያ እትርከበን 6 ሃገራት ኣተሓሕዛ ሰባት ክግምገም እዩ ተባሂሉ። ሲፒጄይ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ዝወርድ ዘሎ ፀቕጥን ማእሰርትን ደው ክብል ፀዊዑ



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ልቓሕ ኢትዮጵያ ከይቃለል እቲ ካብ ቻይና ዝወሰደቶ ልቓሕ ዕንቅፋት ከም ዝፈጠረ ተገሊጹ። | SBS Tigrinya