ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ግቡእ ምላሽ ብዘይምሃቦም ክሳብ 800 ሽሕ ሰባት ሞይቶም ተባሂሉ።

Credit: Timon Reinhard/Unsplash
ኢትዮጵያ ካብ ባንክ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለም IMFን 7 ቢልዮን ዶላር ንምልቃሕ ኣብ ዝርርብ ከም ትርከብ ተሰሚዑ። ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ግቡእ ምላሽ ብዘይምሃቦም ክሳብ 800ሽሕ ሰባት ሞይቶም ተባሂሉ።
Share