A 7-Eleven store in Brisbane, Monday, Aug. 31, 2015 Source: AAPኣብ ኣውስትራሊያ ንሓደ ኩባያ ቡን ክሳብ 6 ዶላር በጺሕሉ ኣብዘሎ እቲ ብሓደ ዶላር ንኩባያ ቡን ብምሻጥ ዝፍለጥ ዱኳን 7-Eleven' ንብዙሓት ብሕሱር ዋጋ ቡን ዝሽየጠሉ ቦታ ኮይኑ ጸኒሑ እዩ ። እንተኾነ እቲ ኩባንያ ዋጋ ናይቲ ውዑይ መስተ ናብ ክልተ ዶላር ክብ ብምባል ነቶም ኣብ ኣውስትራልያ ዝነብሩ ብፍላይ መንበሪ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ኣሻቕሎ ኣሎ ። ... ተወሳኺ ሓበሬታ ይቕጽል ።
Published
By Tom Canetti
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS / AAP
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ኣውስትራሊያ ንሓደ ኩባያ ቡን ክሳብ 6 ዶላር በጺሕሉ ኣብዘሎ እቲ ብሓደ ዶላር ንኩባያ ቡን ብምሻጥ ዝፍለጥ ዱኳን 7-Eleven' ንብዙሓት ብሕሱር ዋጋ ቡን ዝሽየጠሉ ቦታ ኮይኑ ጸኒሑ እዩ ። እንተኾነ እቲ ኩባንያ ዋጋ ናይቲ ውዑይ መስተ ናብ ክልተ ዶላር ክብ ብምባል ነቶም ኣብ ኣውስትራልያ ዝነብሩ ብፍላይ መንበሪ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ኣሻቕሎ ኣሎ ። ... ተወሳኺ ሓበሬታ ይቕጽል ።