መንግስቲ ኢትዮጵያን ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ( ኦነግ)ን ኣብ ወጥሪ ኣትዮም ኣዋጅ ኮምሽን መንነትን ወሰንን ብዓብላላይ ድምፂ ከም ጸዲቑ፡ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ወኪሎም ዝተረኽቡ ሰባት ብ100% ነጺጎሞ። ድምፂ ወያነ ትግራይ ፈነወ ቴሌቪዥን ፈሊሙ፡ ብሓሙሽተ ቋንቋታት ከኣ ብኦንላይን ሓበሬታ ንምዝርጋሕ ከም ዝተሰናድአ ተፈሊጡ፡፡
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

