ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ንመርዓ ተመሳሰልቲ ጾታ ብኸመይ'ያ ትጥምቶ? ዝርርብ ምስ ኣባ ስምኦን

Source: SBS
ኣብዚ ቕንያት፡ ጳጳስ ፍራንሲስ ናይ ቫቲካን ብዛዕባ ምሕላው መሰል ተመሳሳሊ ጾታ ዘለዎም ተመራዓውቲ ኢሎሞ ተባሂሉ ብማዕከናት ዜና ክጋዋሕ ቀኒዩ ኣሎ። እቶም ኣቡን ብልክዕ እንታይ እዮም ኢሎም? ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንከ ኣብዚ ጉዳይ ዘለዋ መርገጺ ተለዊጡ ድዩ ዝብሉን ምስ ኡ ዝተሓሓዝ ዛዕባ ምስ ኣባ ስምኦን ቃለ ምልልስ ጌርና ኣለና፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዕዎ ይከኣል እዩ።
Share


