SKIP TO MAIN CONTENT

ብምኽንያት ልደት ንግስቲ፡ ክብሪ ዝረኸቡ ኣውስትራሊያዊያን።

HONOURS QUEENS BD RNF
: Yvonne Weldon Source: SBS

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ሰባት ትማሊ (ሰንበት 12 ሰነ) በቲ ንሃገር ዘበርከትዎ ኣገልግሎት ኣፍልጦ ረኺቦም ፤ እዚ ኣፍልጦ ብምኽንያት ዕለት ልደት ናይ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልኣይቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር እዩ ። ገለ ካብቶም ተቐበልቲ ሽልማት ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ኦፐን ዉድድር ቴኒስ ሻምፒዮን ኣሽ ባርቲ ፡ ናይ ቀደም ሕክምና ሓላፊ ብረንዳን ሙርፊ ፡ ናይ ሜልቦርን ዘየምቲ ቪካን ሊንዳ ቡልን ከምኡውን ፡ እቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝሞተ ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ክርኬት ሸን ዋርነ ይርከብዎም ። ሰባት ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ባህሊ ንዘለዎም ማሕበረሰብ ብዝገብርዎ ኣስተዋፅኦ እውን ኣፍልጦ ረኺቦም እዮም ።

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ሰባት ትማሊ (ሰንበት 12 ሰነ) በቲ ንሃገር ዘበርከትዎ ኣገልግሎት ኣፍልጦ ረኺቦም ፤ እዚ ኣፍልጦ ብምኽንያት ዕለት ልደት ናይ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልኣይቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር እዩ ። ገለ ካብቶም ተቐበልቲ ሽልማት ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ኦፐን ዉድድር ቴኒስ ሻምፒዮን ኣሽ ባርቲ ፡ ናይ ቀደም ሕክምና ሓላፊ ብረንዳን ሙርፊ ፡ ናይ ሜልቦርን ዘየምቲ ቪካን ሊንዳ ቡልን ከምኡውን ፡ እቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝሞተ ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ክርኬት ሸን ዋርነ ይርከብዎም ። ሰባት ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ባህሊ ንዘለዎም ማሕበረሰብ ብዝገብርዎ ኣስተዋፅኦ እውን ኣፍልጦ ረኺቦም እዮም ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now