SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (21 ግንቦት 2018)

Horn Africa
Source: SBS Tigrinya

መንግስቲ ስዊስ ኣውጺእዎ ብዘሎ ተሪር ፖሊሲ ስደተኛታት ብምቅዋም ብዙሓት ኤርትራዊያን ኣብ በርን ሰላማዊ ሰልፊ ገይሮም። ርያድ ንሃብታም ኢትዮጵያዊ ሱዑዳዊ ኣላሙዲን ካብ ማእሰርቲ ክትፈትሖ እያ። ኡጋንዳ 95 ኪሎሜተር ዝንውሓቱ መገዲ ንምህናጽ ሓደ ቢሊዮን ዶላር ሰሊዓ

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንግስቲ ስዊስ ኣውጺእዎ ብዘሎ ተሪር ፖሊሲ ስደተኛታት ብምቅዋም ብዙሓት ኤርትራዊያን ኣብ በርን ሰላማዊ ሰልፊ ገይሮም። ርያድ ንሃብታም ኢትዮጵያዊ ሱዑዳዊ ኣላሙዲን ካብ ማእሰርቲ ክትፈትሖ እያ። ኡጋንዳ 95 ኪሎሜተር ዝንውሓቱ መገዲ ንምህናጽ ሓደ ቢሊዮን ዶላር ሰሊዓ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now