Source: AAP (SBS)ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ዶባት ኤርትራ ከምዝሰሓበት ዝገልጽ ዜና ሓሶት እዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ አናገደደ ዝኸይድ ዘሎ ዘይምርግጋእ ንኽዓርፍ መንግስቲ ስጉምቲ ክወስድ ኣህጉራዊ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት (Human Rights Watch) ጸዊዑ። ጣልያን ንማልታን 177 ጽዒና ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ባሕር ደው ኢላ ዘላ መርከብ መን ይቀበላ ብዝብል ተሰሓሒበን። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድሕሪ 41 ዓመታት ናብ መቓዲሾ በረራ ክጅምር አዩ።
ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ዶባት ኤርትራ ከምዝሰሓበት ዝገልጽ ዜና ሓሶት እዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ አናገደደ ዝኸይድ ዘሎ ዘይምርግጋእ ንኽዓርፍ መንግስቲ ስጉምቲ ክወስድ ኣህጉራዊ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት (Human Rights Watch) ጸዊዑ። ጣልያን ንማልታን 177 ጽዒና ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ባሕር ደው ኢላ ዘላ መርከብ መን ይቀበላ ብዝብል ተሰሓሒበን። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድሕሪ 41 ዓመታት ናብ መቓዲሾ በረራ ክጅምር አዩ።