SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሓምለ ንግድብ ህዳሴ ማይ ምምላእ ምጅማር ማለት ኣብ ሃገራዊ ጸጥታይ ቀጥታዊ ስግኣትዩ፡ ክትብል ሱዳን ኣጠንቂቓ። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ)

East Africa News
Source: GERED

ኣርእስታት ፥ *ኣብ ሶማሊያ ብዛዕባ ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ዝምልከት ኣብ መንጎ መራሕቲ ፖለቲካ ዝተገብረ ዘተ ብዘይስምምዕ ተበቲኑ። *ሙሳ ፋቒ ማሃመት ሓላፊ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ክኸውን ዳግማይ ተመሪጹ። *መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ብሰንኪ ሕማቕ ኩነታት ኣየር ናብ ከም ባህርዳር ዝበላ ከተማታት ሰሜን ኢትዮጵያ በረራ ከምዘቋረጸ ኣፈሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ፥ *ኣብ ሶማሊያ ብዛዕባ ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ዝምልከት ኣብ መንጎ መራሕቲ ፖለቲካ ዝተገብረ ዘተ ብዘይስምምዕ ተበቲኑ። *ሙሳ ፋቒ ማሃመት ሓላፊ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ክኸውን ዳግማይ ተመሪጹ። *መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ብሰንኪ ሕማቕ ኩነታት ኣየር ናብ ከም ባህርዳር ዝበላ ከተማታት ሰሜን ኢትዮጵያ በረራ ከምዘቋረጸ ኣፈሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now