ካብ ኣመሪካ ዝተጠረዘ ሓደ ኤርትራዊ፡ ካብ ንኤርትራ ዝኣቱ ህይወቱ ከሕልፍ መሪጹ ኣብ ካይሮ ነፍሰ ቕትለት ፈጺሙ መንግስቲ ኣመሪካ C-130 ኤርክራፍት ንኢትዮጵያ ሂቡ ባይቶ ጸጥታ፡ መራሕቲ ናይቶም ኣብ መርበብ ምስግጋር ሰባት ዝርከቡ ኤርትራዊያንን ሊብያዊያንን ማዕቀብ ኣንቢሩ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

