SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ኲናት ዞባዊ ኲናት ይኸውን ኣሎ፡ ሳዕቤኑ እንታይ ክከውን’ዩ? (ትንታነ)

Feature
Sudanese protesters hold national flags of Ethiopia, Eritrea, Sudan, and Somalia Source: Getty Images/AFP

እዚ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራል መንግቲ ኢትዩጵያን ሰራዊት ትግራይን ዝግበር ዘሎ ኩናት ምስጀመረ ዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ “ኣብ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ እንተተፈጢሩ ብምልኡ እቲ ዞባ ኣይክረጋጋእን እዩ።” ክብል ገሊጹ ኔሩ። ራሺድ ዓብዲ ዝተባህለ ተንታኒ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝገለጾ’ ድማ “እዚ ኲናት ድሮ ዞባዊ ኲናት ኮይኑ እዩ” ክብል ደምዲሙ ኣሎ። "እቲ ዞባ ስትራተጂካዊ ብምዃኑ እቲ ጽልዋ ዓቢ እዩ፡ ብዙሓት ሃገራት ድማ ክሳተፋኦ እየን፡ ሱዳንኳ ድሮ ኣብዚ ትሳተፍ ኣላ” ክብል ወሲኹ ገሊጹ ክብል ምስ ቢቢሲ ኣብዝሃቦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ኣህጉራዊ ጉጅለ ቅልውላው (International Crisis Group) ከምዘጠንቅቖ፡ እዚ ኲናት ብህጹጽ ደው እንተዘይ’ሉ ብምሉኡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሕንፍሽፍሽ ክወድቕ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዚ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራል መንግቲ ኢትዩጵያን ሰራዊት ትግራይን ዝግበር ዘሎ ኩናት ምስጀመረ ዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ “ኣብ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ እንተተፈጢሩ ብምልኡ እቲ ዞባ ኣይክረጋጋእን እዩ።” ክብል ገሊጹ ኔሩ። ራሺድ ዓብዲ ዝተባህለ ተንታኒ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝገለጾ’ ድማ “እዚ ኲናት ድሮ ዞባዊ ኲናት ኮይኑ እዩ” ክብል ደምዲሙ ኣሎ። "እቲ ዞባ ስትራተጂካዊ ብምዃኑ እቲ ጽልዋ ዓቢ እዩ፡ ብዙሓት ሃገራት ድማ ክሳተፋኦ እየን፡ ሱዳንኳ ድሮ ኣብዚ ትሳተፍ ኣላ” ክብል ወሲኹ ገሊጹ ክብል ምስ ቢቢሲ ኣብዝሃቦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ኣህጉራዊ ጉጅለ ቅልውላው (International Crisis Group) ከምዘጠንቅቖ፡ እዚ ኲናት ብህጹጽ ደው እንተዘይ’ሉ ብምሉኡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሕንፍሽፍሽ ክወድቕ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now