Source: Suppliedኣብ ኢትዮጵያ በብዕለቱ ዝኽሰት ዘሎ ግጭት፡ ኣስጋኢ እናኾነ ይኸይድ ኣሎ፡ ኣብ መንጎ ማእከላይ መንግስቲን ክልል ትግራይን ዘተኣሳስር ገመድ እናተበትከ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብዚ ኩነታት መንግስቲ ኤርትራ እንታይ ተራ እዩ ክህልዎ? ኲናት ክህሉ ተኽእሎ ኣሎ ድዩ? ገለ ወገና ከበሮ ኲናት ኣብዝሃርምሉ ህዝቢ እንታይ ዉሳነዩ ክመርጽ? ዝብሉን ካልእ ዛዕባን ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስን ኣቶ ኣኽሊል ሃይሉን ዝተገብረ ትንተናዊ ዝርርብ።
ኣብ ኢትዮጵያ በብዕለቱ ዝኽሰት ዘሎ ግጭት፡ ኣስጋኢ እናኾነ ይኸይድ ኣሎ፡ ኣብ መንጎ ማእከላይ መንግስቲን ክልል ትግራይን ዘተኣሳስር ገመድ እናተበትከ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብዚ ኩነታት መንግስቲ ኤርትራ እንታይ ተራ እዩ ክህልዎ? ኲናት ክህሉ ተኽእሎ ኣሎ ድዩ? ገለ ወገና ከበሮ ኲናት ኣብዝሃርምሉ ህዝቢ እንታይ ዉሳነዩ ክመርጽ? ዝብሉን ካልእ ዛዕባን ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስን ኣቶ ኣኽሊል ሃይሉን ዝተገብረ ትንተናዊ ዝርርብ።