SKIP TO MAIN CONTENT

ግብጺን ኢትዮጵያን ብሰንኪቲ ሱዳን ወሲዳቶ ዘላ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ይሰሓሓባ።

Horn of Africa News
Source: Getty Images

ኣብ ትግራይ ብዝካየድ ዘሎ ኲናት ናብ ሱዳን ዝስደዱ ሰባት ይውስኽ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ሓለፍቲ ህወሓት ን ወተሃደራዊ መኮንናትን ከምዝሓዘን ከምዝቐተለን ገሊጹ። ሓይሊታት መንግስቲ፡ ሰብኣዊ ገበናት ከምዝፈጸሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ኣብ ሶማሊያ ዝርከብ ናይ ቱርኪ ኩባኒያ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ትግራይ ብዝካየድ ዘሎ ኲናት ናብ ሱዳን ዝስደዱ ሰባት ይውስኽ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ሓለፍቲ ህወሓት ን ወተሃደራዊ መኮንናትን ከምዝሓዘን ከምዝቐተለን ገሊጹ። ሓይሊታት መንግስቲ፡ ሰብኣዊ ገበናት ከምዝፈጸሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ኣብ ሶማሊያ ዝርከብ ናይ ቱርኪ ኩባኒያ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now