Sudanese army soldiers ride in the back of a technical Source: AFPሓጸርቲ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኡጋንዳ ዝግበር ጎስጓስ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኮሚሽን ምርጫ ኡጋንዳ ደው ኣቢልዎ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ተፈጢሩ ብዘሎ ዶባዊ ግጭት ክልቲኤን ሃገራት ነንሕድሕደን ይካሰሳ። ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብዝፍጸም ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ዓሌታዊ ቅትለትን ከምተሻቐለን ነቲ ኩነታት ብቐረባ ይከታተሎ ከምዘሎን ኣፍሊጡ።
ሓጸርቲ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኡጋንዳ ዝግበር ጎስጓስ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኮሚሽን ምርጫ ኡጋንዳ ደው ኣቢልዎ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ተፈጢሩ ብዘሎ ዶባዊ ግጭት ክልቲኤን ሃገራት ነንሕድሕደን ይካሰሳ። ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብዝፍጸም ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ዓሌታዊ ቅትለትን ከምተሻቐለን ነቲ ኩነታት ብቐረባ ይከታተሎ ከምዘሎን ኣፍሊጡ።