SKIP TO MAIN CONTENT

“ሎሚ ንኢትዮጵያ ምምራሕ ማለት ሚልዮን ጻጸ ኣብ ርእስኻ ተሸኪምካ ምኻድ ማለት’ዩ” ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ

SBS Tigrinya News
Source: Supplied

ሓጸርቲ ዜናታት ኣፍሪቃ፥ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ ዘሎ ሕማቕ ስርዓተ ጥዕና ብሕሙማት ኮቪድ-19 ከየዕለቕልቕ ተሰጊኡ። “ሎሚ ንኢትዮጵያ ምምራሕ ማለት ሚልዮን ጻጸ ኣብ ርእስኻ ተሸኪምካ ምኻድ ማለት’ዩ” ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ሰበስልጣን ግምባር ሓርነት ኦሮሞ (ኦነግ ) ይእሰሩ ኣለዉ። ኣብ ኬንያ ኣንጻር ጭካነ ፖሊስ ኣብዝተገብረ ሰልፊ 30 ዝኾኑ ተኣሲሮም

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ዜናታት ኣፍሪቃ፥ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ ዘሎ ሕማቕ ስርዓተ ጥዕና ብሕሙማት ኮቪድ-19 ከየዕለቕልቕ ተሰጊኡ። “ሎሚ ንኢትዮጵያ ምምራሕ ማለት ሚልዮን ጻጸ ኣብ ርእስኻ ተሸኪምካ ምኻድ ማለት’ዩ” ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ሰበስልጣን ግምባር ሓርነት ኦሮሞ (ኦነግ ) ይእሰሩ ኣለዉ። ኣብ ኬንያ ኣንጻር ጭካነ ፖሊስ ኣብዝተገብረ ሰልፊ 30 ዝኾኑ ተኣሲሮም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now