SKIP TO MAIN CONTENT

ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ሱዳን ብኢትዮጵያውያን ንዝተፈጸመ ግፍዒ ዝበሎ ብትሪ ኮኒኑ። (ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ)

Horn of Africa News
Bobi Wine addresses the media at his home in Wakiso, Uganda, on January 8, 2021 Source: AFP Source: AFP

ሰራዊት ሱዳን ናብ ግዝኣት ኢትዮጵያ ምእታው የጠናኽሮ ኣሎ ክብል ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ፡፡ ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ሱዳን ብኢትዮጵያውያን ንዝተፈጸመ ግፍዒ ዝበሎ ብትሪ ኮኒኑ። ኣብ ኡጋንዳ ኣብዝግበር ምርጫ መንግስቲ ኣደናጊሩ ክዕወትዩ ክብል ተቓዋሚ መንግስቲ ገሊጹ። ኣብ ትግራይ ኣውፊሮም ዝጸንሑ ግብጻዊያን ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካሕሳ ይሓቱ ኣለዉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰራዊት ሱዳን ናብ ግዝኣት ኢትዮጵያ ምእታው የጠናኽሮ ኣሎ ክብል ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ፡፡ ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ሱዳን ብኢትዮጵያውያን ንዝተፈጸመ ግፍዒ ዝበሎ ብትሪ ኮኒኑ። ኣብ ኡጋንዳ ኣብዝግበር ምርጫ መንግስቲ ኣደናጊሩ ክዕወትዩ ክብል ተቓዋሚ መንግስቲ ገሊጹ። ኣብ ትግራይ ኣውፊሮም ዝጸንሑ ግብጻዊያን ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካሕሳ ይሓቱ ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now